• +46 (8) 441 7170
  • info@eritrean-embassy.se

ቆጸራ ንምሓዝ

ዓይነት ኣገልግሎት ምረጽ


ኤርትራዊ ወረቐት መንነት፣ መበቆላውን ቅዳሕ
1 ዓመት ናይ ቆጸራ ግዜ

ፓስፖርት (ዝወድቀሉ ዕለት ብውሑድ ሽዱሽተ ወርሒ ዝተረፎ)
ብግቡእ ዝተመልአ ናይ ቪዛ መሕተት ቅጺ
2 ሕብራዊ ስእሊ፣ ኣብ ስቱድዮ ተሳእለ (ዓቐን 35 x 45)
ናይ ዕድመ ወረቐት ካብ ኤርትራ (ንቱሪስት ቪዛ ኣይምልከትን)
ንኣገልግሎት ዝምልከት ክፍሊት

ኤርትራዊ ወረቐት መንነት፣ መበቆላውን ቅዳሕ
መረጋገጺ መንነት ካብ ስካተቨርከት (Person bevis - Skatteverket)
4 ሕብራዊ ስእሊ፣ ኣብ ስቱድዮ ተሳእለ (ዓቐን 35 x 45)
መረጋገጺ ሃገራዊ ግቡኣትን መሕወይ ግብሪን
ንኣገልግሎት ዝምልከት ክፍሊት

ኤርትራዊ ወረቐት መንነት፣ መበቆላውን ቅዳሕ
ኣቐዲሙ ዝነበረካ/ኪ ፓስፖርት ኤርትራ
መረጋገጺ መንነት ካብ ስካተቨርከት (Person bevis - Skatteverket)
4 ሕብራዊ ስእሊ፣ ኣብ ስቱድዮ ተሳእለ (ዓቐን 35 x 45)
መረጋገጺ ሃገራዊ ግቡኣትን መሕወይ ግብሪን
ንኣገልግሎት ዝምልከት ክፍሊት

ኤርትራዊ ወረቐት መንነት፣ መበቆላውን ቅዳሕ
1 ሕብራዊ ስእሊ፣ ኣብ ስቱድዮ ተሳእለ (ዓቐን 35 x 45)

እቶም ንኣገልግሎት ዝጥለብ ሰለዳት ከተቕርቡ ምስ ዘይትኽእሉ ወይ ከተማልእሉ ዘየኽእለኩም ብቑዕ ምኽንያት ምስ ዘይህልወኩም ቆጸራ ምሓዝ ኣይክኣልን። ንዝያዳ ሓበሬታ ቅጥዕታት ኣገልግሎት ዝምልከት ኣንብቡ።