• +46 (8) 441 7170
  • info@eritrean-embassy.se

ኣገልግሎት

ዓይነት ኣገልግሎት ምረጽ
ቪዛ ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን

ኣገልግሎት ቪዛ

  • *ዕላዊ: ካብ ተሳለጠሉ ሸውዓተ መዓልቲ
  • *ህጹጽ: ካብ ተሳለጠሉ ሰለስተ መዓልቲ
ዓይነት ቪዛ ስዊድን ኖርወይ ዳንማርክ ፊንላንድ
ቱሪስት *ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
*ዕላዊ 400 Nok
*ህጹጽ 400 Nok
*ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
*ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
ንግዲ *ዕላዊ 560 Sek
*ህጹጽ 640 Sek
*ዕላዊ 560 Nok
*ህጹጽ 640 Nok
*ዕላዊ 560 Sek
*ህጹጽ 640 Sek
*ዕላዊ 560 Sek
*ህጹጽ 640 Sek
ትራንዚት *ዕላዊ 240 Sek
*ህጹጽ 280 Sek
*ዕላዊ 240 Nok
*ህጹጽ 280 Nok
*ዕላዊ 240 Sek
*ህጹጽ 280 Sek
*ዕላዊ 240 Sek
*ህጹጽ 280 Sek
ካልእ *ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
*ዕላዊ 400 Nok
*ህጹጽ 400 Nok
*ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
*ዕላዊ 400 Sek
*ህጹጽ 400 Sek
ትሕቲ 15 ዓመት ብ ኢመይል ንዘመልክቱ ፍርቂ ዋጋ ናይ ኣገልግሎት ፖስጣ ይከፍሉ።

 

ኣገልግሎት ፖስጣ

ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ ዋጋ ኣገልግሎት
ስዊድን Nordea Plusgiro no.17 25 69-6 100 Sek
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 100 Nor
ዳንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 100 Sek
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 100 Sek
ፓስፖርት ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን

ፓስፖርት ንምውጻእ ዘድሊ ቅጥዕታት

  • ፓስፖርት ንምሕታት ናብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ቆንስላዊ ጉዳያት ብኣካል ብቖጸራ ይመጽእ።
  • ኣብ ፓስፖርት ኪዉሰኹ ዝሕተተሎም ተሰነይቲ ትሕቲ 10 ዕድመ'ውን ብኣካል ይቐርቡ። ኣብ ሓደ ፓስፖርት ካብ 3 ተሰነይቲ ንላዕሊ ምውሳኽ ኣይፍቀድን።
  • ወለዶም ዜግነታዊ ወረቐት መንነት ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ፓስፖርት ኣይፍቀዶምን።
  • ፓስፖርት ዘውጽእ ብቆጸራ ይመጽእ፡ ዝኸፈሎ ገንዘብ ኣብ ሕሳብና ምስ ኣተወ ጥራይ ፎርም ይመልእ።

ዝጥለቡ ሰነዳት 

  • ኤርትራዊ ወረቐት መንነት original ከምኡ'ውን ቅዳሕ፡
  • Person bevis ካብ ስካተቨርከት (Skatteverket)፡
  • ቅዳሕ ፓስፖርት ሽወደን፡ ወይ ዜጋ ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት የቕርብ፡
  • ስእሊ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ስቱዲዮ ዝተሳእለ ኣርባዕተ (35 x 45 mm) ዓቐን ዘለዎ ኮይኑ፡ ብቐጥታ ናብ ካሜራ ዝጠመተን ምሉእ ገጽን እዝንኻ ዘርኢ፡ ምስሓቕ ኣይፍቀድን እዩ፡
  • ኣብ ፓስፖርት ዝውሰኹ ትሕተ-ዕድመ Familj person bevis ካብ ስካተቨርከት (Skatteverket)፡ ንነብስ-ወከፎም ኣርባዕተ (35 x 45 mm) ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእልን የድሊ፡
  • ክፍሊት ፓስፖርት ሰለስተ መዓልቲ ቅድሚ ቖጸራ ይኽፈል። ዝኸፈለሉ ቅብሊት ኣብ ቖጸራ የቕርብ፡
  • ግቡኣት መሕወይ ግብሪን ካልእን ናይ 2017 ኪማላእ ኣለዎ፡
  • ፓስፖርት ዘጥፍኣ መረጋገጺ ሰነድ ካብ ፖሊስ የቕርብ፡ ከምዘጥፍአ ኣብ ኤምባሲ ይምዝገብ፡ ድሕሪ ሓደ ዓመት መተካእታ ፓስፖርት ይሓትት፡
  • ስም፡ ዕለት ልደት፡ ቦታ ልደትን ፊደላትን ምቕያር ፍቑድ ኣይኮነን፡

ዓይነት ኣገልግሎት ዓበይቲ ትሕቲ ዕድመ (18 ዓመት) ዋጋ መልኣኺ ፖስታ *
ሓድሽ ፓስፖርት ወይ መተካእታ ንዝወደቐ ፓስፖርት 1 900 SEK 1 450 SEK 100 SEK
መተካእታ ንዝጠፍኣ ፓስፖርት 2 350 SEK 1 900 SEK 100 SEK
ምስ ወላዲ ኣብ ፓስፖርት ዝኣትዉ ተሰነይቲ 300 SEK ንሓደ ቆልዓ
* ሰነዳቶም ብኣካል መጺኦም ክወስዱ ንዘይክእሉ፡ መልኣኺ ፖስታ ዝኸፈል።

ቁጽሪ ሕሳብን ዋጋን

 
ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ
ሽወደን Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696
ደንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696
መንነት ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን
  1. ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  2. ናይ ክልተ ወለዲ ኤርትራዊ ቅዳሕ ወረቐት መንነት፡
  3. ናይ ስድራ-ቤት መረጋገጺ ሰነድ (Family Person Bevis) ምስክርነት ዕለተ ልደት ውላድ፡
  4. ቅዳሕ ፓስፖርት
  5. ወለዲ ኣመልካቲ ኤርትራዊ ዜጋታት ኮይኖም ብሞት ወይ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ወረቐት መንነት ዘይሓዙ ምስ ዝኾኑ፡ ብመሰኻኸር ይረጋገጽ፡
    • ሰለስተ መሰኻኽር ዜግነቶም ብትውልዲ ኤርትራውያን፡ ዕድመኦም ልዕሊ 40 ዝኾኑ፡
    • መሰኻኽር ቅዳሕ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት ሒዞም ኪቐርቡ ይግባእ፡
    • መሰኻኽር ዘይረኸበ ኣብ ኤርትራ ናይ ቀረባ ቤተ-ሰብ ወኪሉ ጉዳዩ ኪፍጸም ይኽእል፡
  6. ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  7. ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ....ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  8. ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  9. ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡
  10. ኣብ ሽወደን፡ ፊንላንድ ዝቕመጡ ኣብ Plus giro No. 172569-6 ይኸፍሉ፡
  11. ኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ፡ A/C No. 50100634357- DNB Bank ይኸፍሉ፡
  12. ኣብ ደንማርክ ዝቕመጡ፡ A/C No. 60072124 –Dansk Bank ይኸፍሉ፡
  13. ክፍሊት ኤርትራዊ መንነት ወረቐት፡
    • ካብ 18 – 20 = 210 ክሮኖር
    • ኣብ መበል 21 = 210 +120 = 330
    • ኣብ መበል 23 = 210 +360 = 570
    • ኣብ ረፈረንድም ዘየውጽአ= 21x120+210 = 2730

መንነት ንምትካእ

  1. ሒዝዎ ዘሎ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት
  2. ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  3. ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  4. ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ....ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  5. ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  6. ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡
  7. ኣብ ሽወደን፡ ፊንላንድ ዝቕመጡ ኣብ Plus giro No. 172569-6 ይኸፍሉ፡
  8. ኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ፡ A/C No. 50100634357- DNB Bank ይኸፍሉ፡
  9. ኣብ ደንማርክ ዝቕመጡ፡ A/C No. 60072124 –Dansk Bank ይኸፍሉ፡
  10. ዋጋ ምትካእ ኤርትራዊ መንነት ወረቐት 210 SEKኢዩ።
    • ኣብ ሽወደን፡ ፊንላንድ ዝቕመጡ ኣብ Plus giro No. 172569-6 ይኸፍሉ፡
    • ኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ፡ A/C No. 50100634357- DNB Bank ይኸፍሉ፡
    • ኣብ ደንማርክ ዝቕመጡ፡ A/C No. 60072124 –Dansk Bank ይኸፍሉ፡
  11. ካብ ስቶክሆልም ወጻኢ ዝቕመጡ፡ ኤርትራዊ መንነት ወረቐት መልኣኺ 100 ክሮኖር ተወሳኺ ይኸፍሉ።

ሓድሽ መንነት ንምውጻእ

  1. ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  2. ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  3. ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ.... ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  4. ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  5. ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡
  6. ኣብ ሽወደን፡ ፊንላንድ ዝቕመጡ ኣብ Plusgiro No. 172569-6 ይኸፍሉ፡
  7. ኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ፡ A/C No. 50100634357- DNB Bank ይኸፍሉ፡
  8. ኣብ ደንማርክ ዝቕመጡ፡ A/C No. 60072124 –Dansk Bank ይኸፍሉ፡
  9. ክፍሊት 860 ክሮኖር
  10. መረጋገጺ ሰነድ ካብ ፖሊስ
ቆንስላዊ ጉዳያት - ውክልና፣ ምስክርነት ወዘተ