• +46 (8) 441 7170
  • info@eritrean-embassy.se

ኣገልግሎት

ዓይነት ኣገልግሎት ምረጽ
ቪዛ ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን
  • መሕተት ቅጺ

  • ቪዛ
  • ትራንዚት ቪዛ
  • ንኣሳልጦን ጽፈት ስራሕን እዚ ቅጺ ብኮምፒተር ተመሊኡ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክመጽእ ንሓትት።

ቪዛ ንምሕታት ዝጥለቡ ሰነዳት

  • ፓስፖርት (ብውሑድ ናይ 6 ወርሒ ብቕዓት ዘለዎ) ከምኡ'ውን ቅዳሕ
  • ብግቡእ ዝተመልኣ መሕተት ቪዛ ቅጺ (ንኣሳልጦን ጽፈት ስራሕን እዚ ቅጺ ብኮምፒተር ተመሊኡ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክመጽእ ይጥለብ)
  • ስእሊ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ስቱዲዮ ዝተሳእለ ክልተ (35 x 45 mm) ዓቐን ዘለዎ ኮይኑ፡ ብቐጥታ ናብ ካሜራ ዝጠመተን ምሉእ ገጽን እዝንኻ ዘርኢ፡ (ምስሓቕ ኣይፍቀድን)

ኣገልግሎት ቪዛ

  • * ዕላዊ: ካብ ተሳለጠሉ 14 መዓልቲ
  • ** ህጹጽ: ካብ ተሳለጠሉ 7 መዓልቲ
ዓይነት ቪዛ * ዕላዊ ** ህጹጽ ዋጋ መልኣኺ ፖስታ
ቱሪስት 410 Sek 490 Sek 100 Sek
ንግዲ 570 Sek 650 Sek 100 Sek
ትራንዚት 250 Sek 290 Sek 100 Sek
ካልእ 410 Sek 490 Sek 100 Sek

ቁጽሪ ባንክ ሕሳብ                             

ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ Swift Code
ስዊድን Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6  
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ዳንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS

መተሓሳሰቢ
 ሓደ ካብ’ዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ ዝጎድል ከስዕቦ ዝኽእል ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።
ፓስፖርት ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን

ፓስፖርት ንምውጻእ ዘድሊ ቅጥዕታት

  • ፓስፖርት ንምሕታት ናብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ቆንስላዊ ጉዳያት ብኣካል ብቖጸራ ይመጽእ።
  • ኣብ ፓስፖርት ኪዉሰኹ ዝሕተተሎም ተሰነይቲ ትሕቲ 10 ዕድመ'ውን ብኣካል ይቐርቡ። ኣብ ሓደ ፓስፖርት ካብ 3 ተሰነይቲ ንላዕሊ ምውሳኽ ኣይፍቀድን።
  • ወለዶም ዜግነታዊ ወረቐት መንነት ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ፓስፖርት ኣይፍቀዶምን።
  • ፓስፖርት ዘውጽእ ብቆጸራ ይመጽእ፡ ዝኸፈሎ ገንዘብ ኣብ ሕሳብና ምስ ኣተወ ጥራይ ፎርም ይመልእ።

ዝጥለቡ ሰነዳት

  • ኤርትራዊ ወረቐት መንነት original ከምኡ'ውን ቅዳሕ፡
  • Person bevis ካብ ስካተቨርከት (Skatteverket)፡
  • ቅዳሕ ፓስፖርት ሽወደን፡ ወይ ዜጋ ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት የቕርብ፡
  • ስእሊ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ስቱዲዮ ዝተሳእለ ኣርባዕተ (35 x 45 mm) ዓቐን ዘለዎ ኮይኑ፡ ብቐጥታ ናብ ካሜራ ዝጠመተን ምሉእ ገጽን እዝንኻ ዘርኢ፡ ምስሓቕ ኣይፍቀድን እዩ፡
  • ኣብ ፓስፖርት ዝውሰኹ ትሕተ-ዕድመ Familj person bevis ካብ ስካተቨርከት (Skatteverket)፡ ንነብስ-ወከፎም ኣርባዕተ (35 x 45 mm) ናይ ፓስፖርት ዓቐን ዘለዎ ስእልን የድሊ፡
  • ክፍሊት ፓስፖርት ሰለስተ መዓልቲ ቅድሚ ቖጸራ ይኽፈል። ዝኸፈለሉ ቅብሊት ኣብ ቖጸራ የቕርብ፡
  • ግቡኣት መሕወይ ግብሪን ካልእን ኪማላእ ኣለዎ፡
  • ፓስፖርት ዘጥፍኣ መረጋገጺ ሰነድ ካብ ፖሊስ የቕርብ፡ ከምዘጥፍአ ኣብ ኤምባሲ ይምዝገብ፡ ድሕሪ ሓደ ዓመት መተካእታ ፓስፖርት ይሓትት፡
  • ስም፡ ዕለት ልደት፡ ቦታ ልደትን ፊደላትን ምቕያር ፍቑድ ኣይኮነን፡
ዓይነት ኣገልግሎት ዓበይቲ ትሕቲ ዕድመ (18 ዓመት)
ሓድሽ ፓስፖርት ወይ መተካእታ ንዝወደቐ ፓስፖርት 2 000 SEK ንዓበይቲ 1 550 SEK ትሕቲ ዕድመ
መተካእታ ንዝጠፍኣ ፓስፖርት 2 450 SEK ንዓበይቲ 2 000 SEK ትሕቲ ዕድመ
ምስ ወላዲ ኣብ ፓስፖርት ዝኣትዉ ተሰነይቲ 300 SEK ንሓደ ቆልዓ

ቁጽሪ ባንክ ሕሳብ                             

ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ Swift Code
ስዊድን Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6  
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ዳንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS

መተሓሳሰቢ
 ሓደ ካብ’ዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ ዝጎድል ከስዕቦ ዝኽእል ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።
መንነት ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን

ኣገልግሎት መንነት

  • ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  • ናይ ክልተ ወለዲ ኤርትራዊ ቅዳሕ ወረቐት መንነት፡
  • ናይ ስድራ-ቤት መረጋገጺ ሰነድ (Family Person Bevis) ምስክርነት ዕለተ ልደት ውላድ፡
  • ቅዳሕ ፓስፖርት
  • ወለዲ ኣመልካቲ ኤርትራዊ ዜጋታት ኮይኖም ብሞት ወይ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ወረቐት መንነት ዘይሓዙ ምስ ዝኾኑ፡ ብመሰኻኸር ይረጋገጽ፡
    1. ሰለስተ መሰኻኽር ዜግነቶም ብትውልዲ ኤርትራውያን፡ ዕድመኦም ልዕሊ 40 ዝኾኑ፡
    2. መሰኻኽር ቅዳሕ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት ሒዞም ኪቐርቡ ይግባእ፡
    3. መሰኻኽር ዘይረኸበ ኣብ ኤርትራ ናይ ቀረባ ቤተ-ሰብ ወኪሉ ጉዳዩ ኪፍጸም ይኽእል፡
  • ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  • ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ....ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  • ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  • ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡
  • ክፍሊት ኤርትራዊ መንነት ወረቐት፡

መንነት ንምትካእ

  • ሒዝዎ ዘሎ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት
  • ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  • ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  • ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ....ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  • ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  • ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡

ሓድሽ መንነት ንምውጻእ

  • ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (35x45) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  • ብዘይካ ብሓኪም ዝተኣዘዘ መነጸር ዓይኒ፡ ካልእ ኣይፍቀድን፡
  • ምስ እምነትን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰረ ቆብዕን መዓመምያን እንተዘይኮይኑ፡ ባርኔጣ.... ወዘተ ኣይፍቀድን፡
  • ኣመልካቲ ካብ 21 ዕድሚኡ ናይ ኣታዊኡ መረጋገጺ ሒዙ ኪቐርብ ኣለዎ፡
  • ኣመልካቲ ቆጸራ ምስ ሓዘ፡ ዝግባእ ዋጋ ወረቐት መንነት ከፊሉ፡ ዝኸፈለለኡ ቅብሊት ሒዙ ኪቐርብ ይግባእ፡
  • መረጋገጺ ሰነድ ካብ ፖሊስ

ወረቐት መንነት ንትሕቲ ዕድመ ንምውሳድ ኪማላእ ዘለዎ ሰነዳት 

  • ናይ ክልተ ወለዲ ኤርትራዊ ወረቐት መንነት ቅዳሕ፡ ከምኡ’ውን ናይ ስድራቤት Family Person Bevis ወይ ምስክርነት ልደት ቆልዓ
  • ኣርባዕተ (4) ናይ ቀረባ እዋን ስእሊ (3 x 3)፡ ክልቲኡ ኣእዛን ኪርአ ኣለዎ
  • ብጽፈት ዝተመልአ ፎርም መሕትት ወረቐት መንነት ንትሕቲ ዕድመ
  • ቅዳሕ ናይ ትቕመጦ ሃገር ፓስፖርት
  • ህጹጽ ኣገልግሎት ዝበሃል፡ ሰነዳትን ገንዘብን ካብ ዝበጽሓሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ (7) ናይ ስራሕ መዓልታት ዝወሃብ ኢዩ
  • ክፍሊት ዝምልከት ንንቡር ኣገልግሎት፡ 210 ክሮኖር፡ ንህጹጽ ኣገልግሎት 310 ክሮኖር
  • ንቡር ኣገልግሎት ዝበሃል፡ ሰነዳትን ገንዘብን ካብ ዝበጽሓሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ 14 ናይ ሰራሕ መዓልታት ዝወሃብ ኢዩ
  • ብ Post Office ዝለኣኽ ሰነድ ዝወስዶ መዓልታት ኣብ ቁጽሪ 5 - 6 ንዝተጠቕሰ ዝጽብጽብ ኣይኮነን
ዓይነት መንነት ካብ 18 – 20 ኣብ መበል 21 ኣብ መበል 23 ኣብ ረፈረንድም ዘየውጽአ * ኣገልግሎት ፖስታ
ሓድሽ መንነት ንምውጻእ 220 ክሮኖር 340 ክሮኖር 580 ክሮኖር 2730 ክሮኖር 100 Sek
መንነት ንምትካእ 870 ክሮኖር 100 Sek
* ካብ ስቶክሆልም ወጻኢ ንዝቕመጡ፡ ንሰነድ መልኣኺ ተወሳኺ ዝኽፈል።

ቁጽሪ ባንክ ሕሳብ                             

ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ Swift Code
ስዊድን Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6  
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ዳንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS

መተሓሳሰቢ
 ሓደ ካብ’ዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ ዝጎድል ከስዕቦ ዝኽእል ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።
ግዚያዊ መንነት ንምምልካት ዘድሊ ቅጥዕታትን ዋጋታትን

ንግዚያዊ አርትራዊ ወረቐት መንነት ዘድሊዩ ቅጥዕታትን ክፍሊትን
(ን18 -25 ዕድመ ጥራይ ዝምልከት)

  • ብግቡእ ዝተመልኣ ግዚያዊ መንነት (ንኣሳልጦን ጽፈት ስራሕን እዚ ቅጺ ብኮምፒተር ተመሊኡ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክመጽእ ይጥለብ)
  • ዕድመ ኣመልካቲ/ት ካብ 18 ክሳብ 25
  • ቅዳሕ ፓስፖርት ናይ ኣመልካቲ/ት
  • ኣርባዕተ ሕብራዊ (4) ናይ ቀረባ ስእሊ (3x3) ክልተ ኣእዛን ዘርኢ ፊት ንፊት ዝተሳእለ፡ ድሕሪ ባይታ (back ground) ጻዕዳ ኪኸውን ኣለዎ፡
  • ናይ ክልተ ወለዲ ኤርትራዊ ቅዳሕ ወረቐት መንነት፡
  •  

ክፍሊት ኣገልግሎት

  ዕላዊ መልኣኺ ፖስታ
Fee 120 Sek 100 Sek

ቁጽሪ ባንክ ሕሳብ                             

ሃገር ቁጽሪ ሕሳብ Swift Code
ስዊድን Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6  
ኖርወይ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ዳንማርክ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS
ፊንላንድ Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 NDEASESS

መተሓሳሰቢ
 ሓደ ካብ’ዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ ዝጎድል ከስዕቦ ዝኽእል ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።
ሕጋዊ ሰነዳት - ውክልና፣ ምስክርነት ወዘተ