181 23 Lidingö
08:00-13:00 14:30-17:00
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ፡ ንንጹር ሓበሬታን ጽፉፍ ስራሕን ናብ ገጻት መርበብ ሓበሬትኡ ክትበጽሑ ብሓጎስ ይሕብር። በዚ መሰረት ድሌታት በጻሕቲ ንምምላእ፡ ነዚ መርበብ ሓበሬታ ብምውካስን፥ ኣገልግሎት ወረቐት መንነት፡ ቪዛ፡ ፓስፖርት፡ ንውክልናን፡ ካልእ ምስ ኤምባሲ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ብኣካል ንዝቐርቡን ብቀጥታዊ ሓበሬታ ኢ-ሜይልን (online) ተቐቢሉ ኣገልግሎት ይህብ።
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ንኹሎም ብኣካልን ብኢ-ሜይልን ንዝመጽዎ ጉዳያት፡ ብዘይካ ንዝምልከቶ ሓታቲ ወይ ኣካል፡ ንካልእ ኣካል ኣሕሊፉ ከም ዘይህብን መሰል ሓተትቲ ወይ በጻሕቲ ናይ ምሕላው ምሉእ ሓላፍነት ከም ዘለዎን ይሕብር፡
ተጠቀምቲ መርበብ ሓበሬታና ብምዃንኩም ነመስግን
ዓወት ንሓፋሽ!!
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ
Red Sea Beacon (Abridged) For centuries, the coastline of what is now sovereign Eritrea has occupied ...
ባንክ ኤርትራ፡ ንሕጋጋት ምንቅስቓስ ባጤራ ናቕፋ ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 134/2026 ኣውጺኡ። እዚ ሎሚ 9 መስከረም ...
Asmara, 08 September 2026 – The Eritrean community festival in Canada was colorfully held on 5 ...
Asmara, 08 September 2026 – Seharti and Mai-Nefhi high schools in Gala-Nefhi sub-zone, as well as ...