መኣረምታ ወረቐት መንነት (ስም፡ ዕለት ልደት፡ወይ ቦታ ልደት) ዝምልከት ብቤት ፍርዲ ምስ ተወሰነን ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብቆንስላዊ ጉዳያት ምስ ተረጋገጸን ጥራይ ኢዩ ዝፍጸም
ሃገር | ቁጽሪ ሕሳብ | Swift Code |
---|---|---|
ስዊድን | Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6 | |
ኖርወይ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ዳንማርክ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ፊንላንድ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ቅዳሕ ብባንክ ዝተገብረ ክፍሊት መረጋግጺ ክለኣክ ኣሎዎ። እቲ ዝኸፍል ዘሎ ሰብ ንካልእ ምስ ዝኸፍል ስም ተገልጋሊን ቁጽሪ መንነት ኣብቲ MEDDELANDE ዝብል ቦታ ክጸሓፍ ይግባእ።
ካብ’ዞም ኣብ ላዕሊ ንከማልኡ ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ እተጉድሉ ከስዕብ ዝኽእል ናይ ኣገልግሎት ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።