ህላወ ምስክርነት ወይ ነባርነት ንጥሮታ ይኹን ወይ ንብረት ንኤርትራ ንምልኣኽ ዘኽእል ሓታቲ ብህይወት ከምዘሎ ወይ ነባሪ ሃገር ስካንዲነቪያን ከም ዝኾነ ንምርግጋጽ ክቕረብ ዘለዋ ሰነዳት፦
ሃገር | ቁጽሪ ሕሳብ | Swift Code |
---|---|---|
ስዊድን | Nordea Plusgiro no. 17 25 69-6 | |
ኖርወይ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ዳንማርክ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ፊንላንድ | Nordea Bank-IBAN No. SE74 9500 0099 6026 0172 5696 | NDEASESS |
ቅዳሕ ብባንክ ዝተገብረ ክፍሊት መረጋግጺ ክለኣክ ኣሎዎ። እቲ ዝኸፍል ዘሎ ሰብ ንካልእ ምስ ዝኸፍል ስም ተገልጋሊን ቁጽሪ መንነት ኣብቲ MEDDELANDE ዝብል ቦታ ክጸሓፍ ይግባእ።
ካብ’ዞም ኣብ ላዕሊ ንከማልኡ ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ እተጉድሉ ከስዕብ ዝኽእል ናይ ኣገልግሎት ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።