181 23 Lidingö
08:00-13:00 14:30-17:00
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ፡ ንንጹር ሓበሬታን ጽፉፍ ስራሕን ናብ ገጻት መርበብ ሓበሬትኡ ክትበጽሑ ብሓጎስ ይሕብር። በዚ መሰረት ድሌታት በጻሕቲ ንምምላእ፡ ብኣካል ናብ ኤምባሲ ሃገረ ብምምጻእን ነዚ መርበብ ሓበሬታ ብምውካስን፥ ኣገልግሎት ወረቀት መንነት፡ ቪዛ፡ ፓስፖርት፡ ንውክልና፡ ካልእ ምስ ኤምባሲ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ብኣካል ንዝቐርቡን ብቀጥታዊ ሓበሬታ ኢ-ሜይልን (on line) ተቐቢሉ ኣገልግሎት ይህብ።
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ንኹሎም ብኣካልን ብኢ-ሜይልን ንዝመጽዎ ጉዳያት፡ ብዘይካ ንዝምልከቶ ሓታቲ ወይ ኣካል፡ ንካልእ ኣካል ኣሕሊፉ ከም ዘይህብን መሰል ሓተትቲ ወይ በጻሕቲ ናይ ምሕላው ምሉእ ሓላፍነት ከም ዘለዎን ይሕብር፡
ተጠቀምቲ መርበብ ሓበሬታና ብምዃንኩም ነመስግን።
Asmara, 29 May 2025 – Eritrean nationals in various cities across Germany, the Netherlands, South Africa, ...
Asmara, 29 May 2025 – The Ministry of Agriculture has reported encouraging progress over the past ...
Asmara, 29 May 2025 – In connection with the 34th Independence Day anniversary, the Ministry of ...